Unsere
Verbrauchertipps

des DHB – Netzwerk Haushalt, Landesverband Hessen e. V.

DHB – Netzwerk Haushalt, Landesverband Hessen e. V.

ናይ ዓላማ መእተዊ

Beitrag ብኢ-ሜይል ውዕላት ምቁራጽ?

ብኢ-ሜይል ውዕላት ምቁራጽ?

ካብ ጥቅምቲ 2016 ጀሚሩ ብዙሓት ውዕላት ብኢ-መይል(E-Mail)፡ ኤስኤምኤስ(SMS)፡ ፋክስ ወይ ብመልእኽቲ ብምስዳድ (Chat) እውን ክቋረጹ ይኽእሉ።

ንዝያዳ ሓበሬታ
Beitrag ሕጊ ሥርዓት ንስድራቤታት

ሕጊ ሥርዓት ንስድራቤታት

ብሰንኪ ኮሮና ዘስዓቦ ቅልውላው ፡ ናብራ ስድራቤት እውን ተሃስዩ እዩ። እቲ ኣገዳሲ ፡ ብዛዕባ ሥርዓትን ምጽራይን ዝምልከት ፡ ክትዓት ክህሉ የብሉን ። ኣብ ስድራቤት ፡ ሠላም ንኽህሉ ዝሕግዙ ገለ ምኽርታት እነሆ።

ንዝያዳ ሓበሬታ