Unsere
Verbrauchertipps
in der Rubrik መሰላት ተጠቀምቲ
Verbraucherberatung
DHB – Netzwerk Haushalt, Landesverband Hessen e. V.
ናይ ዓላማ መእተዊ
መሰላት ተጠቀምቲ

ሓድሽ ናይ ዋትስኣፕ ምትላልን ብተንኮል ወይ ብምትላል ዝግበር ውዕላትን
ኣብዚ እዋን’ዚ ሰራሕተኛታት ማእከል ምኽሪ ተጠቀምቲ ዴ.ሃ.ቤ ብምኽንያት ምብዳህ ቅልውላው ጸዓት ጥራይ ኣይኮኑን ኣዝዮም ትሑዛት ኮይኖም። ከምኡ እውን ብምኽንያት ቍጽሮም እናወሰኸ ዝኸይድ ዘሎ ምጥፍፋእን ምትላልን እውን ንተጠቀምቲ ጸብጻብ ይገብሩ ኣለዉ።

ኣብ መንጎ መሰረታዊ ቀረብን መተካእታ ቀረብን እንታይ ፍልልይ ኣሎ?
ኣብዚ ቅንያት እዚ ብዙሕ ግዜ ብዛዕባ እቲ መሰረታዊ ቀረብ ካብ ሓደ ኣቕራቢ ጸዓት ሰሚዕካዮ ኢኻ። ግን ድሕሪ እቲ መተካእታ ቀረብ እንታይ ኣሎ ኣብኡ ዝተሓብኤ ፣ ኣብኡ ምስ በጻሕካ እንታይ ማለት እዩ?

መዓስን ብኸመይን ናይ ምስራዝ መሰልካ ክትገልጽ ይከኣል?
ብመሰረቱ ውዕላት ምስተፈጸሙ ክኽበሩ ኣለዎም። ምስ ዝተወሰኑ ውዕላት ግን ድሕሪኡ ካብኡ ናይ ምስሓብ ተኽእሎ ኣሎ። ኣብዚ እቲ ተጠቃሚ ናይ ምስሓብ መሰል ኣለዎ።