DHB – Netzwerk Haushalt, Landesverband Hessen e. V.

Verbrauchertipps

ስድራቤትን ነጻ ግዜኦምን

Beitrag Clean Up Challenge

Clean Up Challenge

Egal ob Groß oder Klein: Aufräumen und Aussortieren bereitet den Wenigsten Freude. Doch es gibt Möglichkeiten die im Haushalt anfallenden Aufgaben spannender zu gestalten. Mit unserer Clean Up Challenge wird der nächste Hausputz bestimmt um einiges spaßiger und gleichzeitig wird die ganze Familie einbezogen.

ንዝያዳ ሓበሬታ
Beitrag ግዴታዊ ዳግማይ ክንጥቀመሉ ንኽእል መዐሸጊን ኣማራጺታትን

ግዴታዊ ዳግማይ ክንጥቀመሉ ንኽእል መዐሸጊን ኣማራጺታትን

ካብ መጀመርታ ናይዚ ዓመት ጀሚሩ፡ ቤት መግብን መስተን፣ ሒዝካዮ ትኸዪድ መግቢ ዝሸጣ ትካላት፡ ብዘይካ ሓደ ግዜ ምስ ተጠቀምካሉ ዝድርበ መዐሸጊ፣ ከምኡ እውን ዳግማይ ክትጥቀመሉ ትኽእል መዐሸጊ ከቕርባ ተገዲደን እየን።

ንዝያዳ ሓበሬታ
Beitrag  መድሕን ናይ ብሽክለታ

መድሕን ናይ ብሽክለታ

ምኽርታት ካብ ኣገልግሎት ምኽሪ ተጠቀምቲ DHB ኣብ ዲቡርግ

ኣብ ናይ ለበዳ ዓመታት ብሽክለታታት ብልዑል ቁጽሪ ከምዝተሸጣ ይፍለጥ። ዋጋታት በንዚን ቀጻሊ ልዑል እንተኾይኑ ድማ ፥ ዕቤት ብሽክለታ ክቕጽል'ዩ - ቀረብ ክቕጽል እንተኽኢሉ።


ንዝያዳ ሓበሬታ
Beitrag እንቋቑሖ ፋሲካ ብተፈጥሮኣዊ ቀለም ምቅባእ

እንቋቑሖ ፋሲካ ብተፈጥሮኣዊ ቀለም ምቅባእ

ካብ እንዳ ድኳን ዝመጽእ ቀለም እንቋቑሖ ፋሲካ መብዛሕትኡ ግዜ ካብ ሕብሪ መግቢ ዝቖመ ኮይኑ፡ ካብቶም ተወሰኽቲ ነገራት እዮም። ይኹን እምበር፡ ብዙሓት ካብዞም ሕብርታት ኣብ ጉጅለ ኣዞ ቀለም ዝምደቡ ኮይኖም፡ ኣብ ተነቀፍቲ ሰባት ኣለርጂ መሳሊ ውጽኢት ከለዓዕሉ ይኽእሉ። ንሳቶም ከኣ ኢ-ቁጽሪ ዝብል ምልክት ይግበረሎም። ገለ ካብዞም ተወሰኽቲ ነገራት ኣዝዩ ብነቐፌታዊ ኣገባብ ዝረኣዩ ኮይኖም ክንጥቀመሎም ኣይተባብዑን እዮም።

ንዝያዳ ሓበሬታ

Newsletter abonnieren

des DHB – Netzwerk Haushalt, Landesverband Hessen e. V.